ርትዓዊ ዋጋታት

ብሉጽ ኣገልግሎታት ብርትዓዊ ዋጋ!

ንውልቀሰባት፡ መጻምድትን ስድራቤታትን ዝዋሃብ ምኽሪ ብትሑት ዋጋ።

ጹማቕ ናይ ኣገልግሎታትና ዋጋታት!

ኣገልግሎት 1 - ክፍለ ግዜ 5 - ክፍለ ግዜታት 10 - ክፍለ ግዜታት
ምኽሪ ንውልቀ ሰባት (45 ደቒቕ)
700 ክር
3,250 ክር (250 ክር ትቑጥብ)
6,000 ክር (1000 ክር ትቑጥብ)
ምኽሪ ንሰብ ሓዳር (60 ደቒቕ)
1000 ክር
4,500 ክር (500 ክር ትቑጥብ)
8,500 ክር (1500 ክር ትቑጥብ)
ምኽሪ ንወለዲ/ ስድራቤት (45 ደቒቕ)
700 ክር
3250 ክር (250 ክር ትቑጥብ)
6000 ክር (1000 ክር ትቑጥብ)
ምኽሪ ብዛዕባ ቤ/ጽ ማሕበራዊ ኣገልግሎት – 60 ደቒቕ
700 ክር
3,250 ክር (250 ክር ትቑጥብ)
6,000 ክር (1000 ክር ትቑጥብ)
ስልጠናታትን ዎርክሾፓትን (60 ደቒቕ)
1000 ክር
4,500 ክር (500 ክር ጥቑጥብ)
9,000 ክር (1000 ክት ትቑጥብ)

ምኽሪ ንውልቀ ሰባት – 45 ደቒቕ

ስሩዕ ደገፍ ተጠቒምካ ንጭንቀት፣ ቅዛነ፣ ጸቕጢ፣ ክቱር ፍርሒ፣ ኣሉታዊ ባዕላዊ ምስሊ ወይ ሕሉፍ በሰላ ክትግቅጥሞን ክትቆጻጸሮን ትኽእል ኢኻ።መብዛሕትኦም ዓማዊል ድሕሪ 5–10 ናይ ፍወሳ ክፍለ ግዜታት ጽቡቕ ምምሕያሽ የርእዩ።

ምኽሪ ንሰብ ሓዳር – 60 ደቒቕ

ዝርርብኩም ንምምሕያሽ፣ ምትእምማንኩም ዳግማይ ንምህናጽን ምስ መጻምድትኹም ዘለኩም ርክብ ንምጽጋንን ንምቕያርን።መብዛሕትኦም መጻምድቲ ድሕሪ 5–6 ክፍለ ግዜታት ኣወንታዊ ለውጢ ይርእዩ።

ምኽሪ ንወለዲ/ ስድራቤት – 45 ደቒቕ

ጸቕጢ ወለዲ ንምቕናስ፡ ዶባት ንምሕንጻጽን ከምኡ ውን ምስ ውላድካ ዘለካ ርክብ ንምትዕርራይ ዘድልዩኻ ግብራውያን መምርሒታት።

ምኽሪ ብዛዕባ ቤ/ጽ ማሕበራዊ ኣገልግሎት – 60 ደቒቕ

ብ ኣንጻር ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት (Socialtjänsten) ብ እምነት ክትቕጽል።
ኣብ ሰብ ሓላፊ ልጅን ሰብ ሙያ ሰራሕተኛታት ተመልከት ዝሰርሕ።

ስልጠናታትን ዎርክሾፓትን

ዝተፈላልየ ኣስተምህሮታት ብዛዕባ ኣእምራዊ ጥዕና፣ ወላዲነት፣ ሓዳርን ስድራቤትን፣ ብድሆታት ስደትን ኣፈታትሕኡን፣ ምውህሃድ ምስዚ ሓድሽ ሕብረተሰብ፣ ተራ ቤ/ጽ ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ጽልውኡን ዝኣመሰሉን ካልእን። ብፍሉይ ድማ ንቤትምህርታት፣ ቤ/ጽ ማሕበራዊ ኣገልግሎት፣ ከምኡ ውን ዝተፈላለያ ምስ ሓደሽቲ መጻእቲ ወይ ስደተኛታት ዝሰርሓ ትካላት ኣገዳሲ ኽኸውን ይኽእል።

ሂወትካ ንኽትልውጥ ቅሩብ ዲኻ?

ቀዳመይቲ ስጉምትኻ ሎሚ ውሰድ- ተጠቃሚ ናይ መጀመሪ ዝግበር ሙግዳል ዋጋ ኩን።
ጥዕናኻን ሰላምካን ቅድሚ ኩሉ ስርዓዩ።

ምዝገባን ጠቓሚ ሓበሬታን

ጠቓሚ ሓገዝ ንውልቀሰባት፡ መጻምድትን ስድራቤታትን ብርትዓዊ ዋጋ።

ኣብ ህይወት ንዝገጥሙኹም ብድሆታት ንምፍታሕን ውልቃውን ዝምድናውን ርክባትኩም ንምዕባይን ሞያዊ ምኽርን ስልጠናታት ንህብ። ሂወትካ ምምላኽን ምቕያርን ኣብ ምርጫኻ ይምርኮስ።

© 2025 ኑዌላ ስድራቤታዊ ምኽርን ስልጠናን ማእከል– ምሉእ መሰል ዝተሓለወ | ኣዳላዊ- ኑዌላ